ወያነ እንስሳት 소개
'ኣኒማል ፋርም' ዝብል መፅሓፍ ብትግርኛ
ዝተውሃቦ ስያመ እዩ።
እዚ ስያመ ዝተሓረየሉ ቀንዲ ምኽንያት ትሕዝቶ እቲ መፅሓፍ ኣጉሊሁ ዘርእይ ን ን"ኣኒማል ፋርም" "ሕርሻ እንስሳት" ካብ ዝብል ቀጥታዊ ፍታሕ "ወያapp እንስሳት" ዝብል ዝበለፀ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ንዝኾኑ
ኣንበብቲ ትርጉም ኣለዎ ብምባል ስለዝኣመንኩሉ እዩ።
ወያ따라서 እንስሳት ፤ ጆርጅ ኦርዌል ኣብ ናይ ሩስያ ዓመፅ ዝተዓዘቦን እቲ ዓመፅ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘስዐቦ ናይ ፖለቲካዊ ፣ ኢኮኖምያዊን ማሕበራዊን ፀገም ኣሽሙራዊ (ሳቲሪካል) ብዝኾApplication ኣቀራርባ ዘቃለዐሉ ስራሕ እዩ። ናይ ወያ እንስሳት ጭብጢ ፤ ብናይ ወድሰብ ጨቋኒ ምሕደራ ዘምረሩ እንስሳት ካብ ጥሜት ፣ ድኽappት ፣ ብዝበ ዛ ፣ ኢ-እንስሳዊ ምሕደራ ሓራ ንምውsእን ባዕሎም ንባዕሎም ንምምሕዳርን ኣብ ልዕሊ ገዛእቶም ዓመፅ ምልዓሎምን መሰረታዊ ለውጢ ምግባሮምን ጥራይ ዘይኮappስ ㅇ እቲ ዓመፅ ኣብ ህይወቶም ዘስዐቦ ፖለቲካዊ ፣ ኢኮኖምያዊን ማሕበራዊን ለው ጢ 'ዉን ትእምርታዊ (ሲምቦሊክ) ብዝኾኑ ገፀ-ባህርያት ናይ ታሪኽ ፍመ ኣዋዲዱ ሓ ተታ ዝገብር እዩ።
ወያ따라서 እንስሳት ዕምቆትን ብስለትን ዘለዎ ፣ ኣመራማሪን ንሕልና ዝሙጉትን መ ፅሓፍ ብምዃኑ ብርክት ዝበሉ ናይ ሕ/ሰብ ሳይንስ ፣ ፖለቲካን ስapp-ፅሑፍን ምሁ ራት ብዙሓት መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘቕረብሉን ኣብ ምቕራብ ዝርከብሉን ብሉፅ መ ፅሓፍ ኮይኑ ይርከብ። ካብ ሞንጎ ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዝርከቡ ምሁራት ቋንቋን ስ접-ፅሑ ፍን ብወያ따라서 እንስሳት ኣቢሎም ዘቕረብዎ መመረቒ ፅሑፍ (ቴሲስ) ናይ ፒኤች ዲ (ዶክ ትሬት ኦፍ ፊሎዞፊ) ዲግሪ ረኺቦም እዮም።

더 보기